Tigray Art College

ምልከታ ፕሮፎርማ ሙዚቃ አቁሑት ፅገና

ተ.ቀናይ ኣቑሑት ዝርዝር Descriptionመፍለይ ቑፅሪ Specifcation/part numberመዐቀኒ Unitበዝሒ Qantiityናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ
ዋጋ
መብርሂ
ብርብር
1ፒያኖቃታ ዘይሰርሕቁፅሪ4
2ፒያኖ ንእሽተይፓወር ዘይውልዑ ቃታ ዝተባላሸወ ስከሪን ዘይበርሁቁፅሪ7
3ድራም ሜሸንፓዱ ዝተበላሸወ ዘይውላዕቁፅሪ2
4ሊድ አምፕሊፋየርቻነሉ ዝተበላሸወ ዘይሰርሕቁፅሪ2
5ቴነር ሳከስሰርቢስ ዘድልዮንቁፅሪ2
6አልቶ ሳከስቃታ ዝተባላሸወቁፅሪ3

ሓበሬታ

1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም።

2) ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን አብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክገብሩሉ አለዎም ።

3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ አብ ኮሌጅና መፂኡ ከፅግነልና ዝኽእል።

4) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።

5) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብከፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

6) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 22/9/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/9/2017 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን ፕሮፎርማ | ዝዕፀወሉ ዕለት 27/9/2017ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 27/9/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸውን፡፡

7) ተዋዳደርቲ አብቲ ናይ ፐሮፎርማ ፖስታ ስልኪ ቑፅሪ ከፅሕፉ አለዎም ።

ኣድራሻ፡ ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስታ ኣብ ሞንጎኡ ንርከብ ስልኪ ቑፅሪ 0342409467/0914 413007 እንተደልየ ይደውሉ፡፡