Tigray Water Works Enterprise

ፕሮፎርማ ምልከታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ደገ ለገናን ስራሕትን ዓዲጉ ውዕሊ ከእስር ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪታረቁዓይነት ዝርዝርመለለይመዐቀኒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ኣ/1257/02/271ኢንጀክሽን ፓምፕ ፅገናንእሽተይ መኪናቁፅሪሰርቪስ ምግባር፣ ኪት ካብ ባዕሎም
2ኢንጀክሽን ፓምፕ ፅገናዓብይ መኪናቁፅሪሰርቪስ ምግባር፣ ኪት ካብ ባዕሎም
3ኢንጀክሽን ፓምፕ ፅገናንእሽተይ መኪናቁፅሪሰርቪስ ምግባር፣ ኪት ካብ ባዕሎም
4ኢንጀክሽን ፓምፕ ወገናዓብይ መኪናቁፅሪሰርቪስ ምግባር፣ ኪት ካብ ባዕሎም

– ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።

– እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።

– ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ) ክህብ ኣለዎ።

– ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።

– ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 22/09/2017 - 28/09/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:00 እዩ።

– ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 29/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኸውን ።

– ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

– ን ወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።