ምልክታ ፕሮፎርማ
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሩፍሩፍ መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ካብ ዕለት 21/09/2017ዓ/ም ክሳብ 25/09/2017ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 268ንክተቕርቡ ንዕድም::
✓ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቅርቡ ትኽእሉን
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መለክዒ | መግለፂ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ ብር | ጠቕላላ ዋጋ ብር |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ጣዉላ ናይ ኣዉስትራልያ | በዓል 30 | ብቁፅሪ | 25 | ||
| 2 | ብረት ቀዋሚ | ብቁፅሪ | 64 | |||
| 3 | ብሎን መጋጣጠሚ | ብቁፅሪ | 300 |
✓ ቲን ቁፅሪ (TWN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኸእል፤
✓ ብመቅረባይነት ዝተመዘብኩም፤
✓ ዘቅርቦም መረዳእታ ነኒሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኸእል፤
✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቁፀር፤
✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ፤
✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/09/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 8፡30፤
✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 25/09/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 9:00፣
✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤ ኮሚሽንና ዝሐሽ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤
✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኽእሉ ምዃኖም
ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 268 ንርከብ፤
ስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 44 17