1 ናይዚ ዘበኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉን : ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ
2 መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም
3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ ግብሪ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
4 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ሒሳብ ዘቅረብክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን
6 መከበሪ ጨረታ ንላብራቶሪ ኣቅሑት 3000 :መሳርሒ ፅሕፈት 3000 : ኣቅሑት ፅሬት 3000 : ጎማ ኮስተር መኪና 3000 :ብሎኬትን 3000 ከትሕዝ ዝክእል
7 ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ኢቭሎፕ ሐደ ዋናኡን ሐደ ቅዳሑን ቴክኒካል ደኩመንት ሐደ ዋናኡን ሐደ ቅዳሑን ፋይናንሻልን ደኩመንት ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ
8 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ክሳብ 4/9/2017 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ ልክዕ ቅ/ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት
9 ሰዓራይ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር ማለት እዉን እሰፐስፊኬሽን መሰረት ከቅርብ ይግባእ
10 ነዚ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክቶሪት ዳይሬክተን ዕድጋን ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
11 ቅድም ክብል ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መረዳእታ ተታሒዙ ክቀርብ አለዎ
12 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
13 ተጫረቲ ዋጋ ዝመሉ በቲ ቀሪቡ ዘሎ ዝርዝር መለክዕን መግለፂን በሕዚን ክከዉን አለዎ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ዓዲ ሽንዱሕን ማይ ኣምስ ናብ ኢድ የማን ሐደ ሚኢቲ ሚትሮ ንርከብ ብቁፅሪ ስልኪ 0914034539 0910385045