ን2ይ ግዘ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ : ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ 13/09/2017ዓ/ም ክሳብ 15/09/2017ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሽገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 268ንክተቕርቡ ንዕድም፡
✓ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቅርቡ ትኽእሉን፤
| ተቁ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ ብር | ጠቕላላ ዋጋ ብር |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ካርቦን8000 | ኦርጂናል | ዶስጣ | 10 | ||
| 2 | ፍሉድ ምስ መበፅበፂኡ | ሳምፕል | ብቁፅሪ | 50 | ||
| 3 | ክላሰር 250ግራም ናይ ወፃኢ/ልሙፅ/ | ብሳምፕል | ብቁፅሪ | 1000 | ||
| 4 | በዓል መስመር ወረቐት | ብሳምፕል | ብዶሰጣ | 40 | ||
| 5 | ሃርደ ከቨር | ብዶሰጣ | 07 | |||
| 6 | ፕላስቲክ ከቨር | ብዶሰጣ | 07 |
✓ ቲን ቁፅሪ (TN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኸእል፤
✓ ብመቅረባይነት ዝተመዘብኩም፤
✓ ዘቅርቦም መረዳእታ ነኒሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኽእል፤
✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቁፀር፤
✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ፣
✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/09/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 9፡00፤
✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 15/09/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 9:30፤
✓ ዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤
✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ _ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤
✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኽእሉ ምዃኖም፤
ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 268 ንርከብ፤
ስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 44 17