Tigray Health Bureau

ምልኸታ ፕሮፎርማ/ 

ናይ ወርሒ ግንቦት 2017 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፣

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተ.ቑዝርዝርዓይነትንብረት / ግልጋሎት /ዝርዝር ግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
ኒሳን ኣይሰዙ
1Rear Brake Drum /6 hole/43206-06D01ቁፅሪ02
2hist Be ፍሬና ሞተር47420-0-1-001ቁፅሪ01


እንክተሎም መምርሒ

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 11/09/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 13/9/2017 ዓም 1000 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኸፈት

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ

ዝክእል

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልከታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት