Tigray Health Bureau

ቁፅሪ 453/226/2017

ዕለት 11/09/2017

ምልክታ ፕሮፎርማ

ናይ ወርሒ ግንቦት 2017 ዓ/ም ቁፅሪ - 8

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ::

4. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፡

5. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል፣

6. ናይ ግብሪ ክፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተ.ቑዝርዝርዓይነትንብረት / ግልጋሎት /ዝርዝር ግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብር
1ሆልደር ብራሽ 24Vብሳምፕልቑፅሪ02Nissan Coaster Bus /Sivillan/
2ስታርተር ኣውቶማቲክብሳምፕልቑዕሪ01
3ፖስቲር ሞርሴታብሳምፕልቑፅሪ01
4ፓድ ኪትብሳምፕልሴት01
5Jack With Handle ክሪክ ምስ መልዐሊኡ 3 ቶን09111-OK020ሴት01ብሳምፕል


እንክተሎም መምርሒ፦

1. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 11/09/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 13/09/2017 ዓ/ም ተመሳሳሊ ሰዓት 10፡00 ተዓዕዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኽፈት::

2. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

3. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብዉሽጢ ሰለስተ ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

4. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

5. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልክታከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት