Tigray Art College

ናይ ፅሬት ኣቁሑት ምልክታ ፕሮፎርማ

ተ.ቀናይ ኣቑሑት ዝርዝር Descriptionመፍለይ ቑፅሪ Specifcation/part numberመዐቀኒ Unitበዝሒ Qantiityናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ
ዋጋ
መብርሂ
ብርብር
1ሳሙና ናይ ከዳንደረቖ ቶርያ ı8oግራምቑዕሪ200

1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም።

2) ካብ እስፔስፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።

3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስ ፖርት ናብ ኮሌጅ ከቐርብ ዝኽእል።

4) አብ ፕሮፎርማ ሰነድ ናይ ዋጋ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን

5) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።

6) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉአ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 5/9/2017 ዓ/ም ከሳብ ዕለት 8/9/ 2017 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/9/2017ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ 8/9/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸውን።

ኣድራሻ፡- ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስታ ኣብ ሞንጎኡ ንርከብ ስልኪ ቑፅሪ 0342409467/0914 413007 እንተደልዮም