Kedamay Weyane Housing Cooperative Union

ኦዲት ንምክያድ ንሳልሳይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ

መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስ/ሕ/ስ/ ማሕበር ናይቲ ማሕበር ሓፍቲ ናይ ኦዲት ስራሕ ዝሰርሕ ኦዲተር ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ናይ መወዳደሪ ረቁሓታት እተማልኡ ካብ ዕለት 01/11/2014 ዓ/ም ክሳብ 30/10/2017 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ኦዲት ንምክያድ::


ተ.ቁዓይነት ሰነድመዐቀኒበዝሒ
1ናይ ኣታዊ ሰነድኣቃፊ8
2ናይ ወፃኢ ሰነድኣቃፊ3
3ካልኦት ናይቲ ማሕበር ሃፍቲንብረት
ድምር11


ዝድለዩ ረቋሒታት:-

  • በዚ ሞያ ናይዚ ዓመት ዝተሓደሰ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ/

  • ቲኦቲ /ቫት/ዝተመዝገቡ:

  • ቅድምሕዚ ኣብ ዝተፈላላዩ ትካላት ኦዲት ዘካየድኩም መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል:

  • ናይቲ ማሕበር ኦዲት ንምክያድ ዋጋ ቲኦቲ /ቫት/ ሓዊሱ ብናይ ባዕልኹም ዋጋ መቕረቢ መሊእኹም ናይ ትካልኹም ማህተም ገይርኹም ክተቕርቡ እትኽእሉ ንግዲ ፍቃድኩምን ቲንን ፎቶ ኮፒ ኣታሓሒዝኩም ካብ 01/9/17 ክሳብ 11/9/2017 ዓ/ም ኣብ ብሎክ ረ ገዛ ቁፅሪ 307 ብፓስታ ኣሽኩም ንክተቅርቡ ንዕድም:

  • ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/9/2017 ዓ/ም ሰዓት 6:00

  • ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 11/9/2017 ሰዓት 10:00

መብርሂ:- ነዚ ጨረታ ዘድልዩ ሓበሬታታት ንምርካብ ኣቐዲምኩም ኣብ ቤት ፅሕፈት ብሎክ ረ/E/3ይ ደብሪ ገዛ ቁፅሪ 307 ምሕታት ትኽእሉ::

መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕ/ስ/ማ

ቀዳማይ ወያነ ዋዛ ስራሕ ዕሕፈት

034-441-53-16