Addis Pharmaceutical Factory PLC

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘርፉ ናይ 2017 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ : ንግዲ ንግዲ ምዝገባን ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ግዜ ኦርጅናልን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

2 በቲ ዘፈር ንግዲ ስራሕ ዝተዋፈሩ ምካኖም ዝተዉሃቦም መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 ኣብ መንግስታዊን ዘይምንግስታዊን ዕድጊት ንምስታፍ ዝተዉሃቦም ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረብቲ ካርዲ ሰርተፊኬት ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ምካኖም ዘርኢ መረዳእታ ሐደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

5 መከበሪ ጨረታ 20000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት እቲ ጨረታ ሳዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኣብ ትልምን ንብረት ምምሕዳር መምርሒ ዋና ክፍሊ ዕደጋ ብኣካል ቀሪብካ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 ናይ ጨረታ ሰነድ ደምቢ ስርዓት ጨረታን ሰነድ መዓደጊ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ጥራሕ ዋና ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ሓላፍነቱ ዝተወሳነ ዉልቀ ማሕበር ዋና ክፈሊ ፋይናንስ ምዉሳድ ይከኣል

8ሰነድ ጨረታ ኣብ አየር ግልፂ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዕለት 1/9/2017 ዓም ክሳብ 12/9/2017 ዓም ሰዓት 330 ይከዉንይከዉን

9 እዚ ጨረታ ዕለት 12/9/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣበ ስራሕ ኣካያዲ ቢሮ ይክፈት

12 ትካል ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ዝኮነ ይኩን ተጫረታይ ናይ ትካልና ደምብ ስረዓት ጨረታ ብጥብቂ ከክብር ይግባእ

14 ተጫራታይ ቅድም ዋጋ ምምልኡ ብኣካል መፂኡ እቲ ስራሕ ክሪኢ አለዎ

 ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914178887 / 0911016771