May Tsebri Planning and Finance Office

1 በቲ ዘፍር ግብሪ መንግስቲ ዝከፈልኩምን ናይ 2017 ዓም ናይ ዝመኑ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ቅዳሕ ገይርኩም ተቅርቡ

2 ናይ ግብሪ መፍለይ ቲን ናምበር ምስክር ወረቀት ዘለኩም ቅዳሕ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

3 ናይ 2017 ዓም ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለኩምን ቅዳሕ ገይርኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

4 ኣብ መሳርሒ ፅሕፈትን ኤሌክትሮኒክስን እትወዳደሩ ናይ ቫት ማለት እዉን ተወሳኪ እሴታ ታክስ ተመዝገብቲ ንዝኮንኩም ናይ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓም ቫት ናይ ሒሳብ ፀብፃብ ዲክለሬሽን ዝገበርክምሉ ቅዳሕ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ዝተማለአ መጫረተ ሰነድ ዋና ብፖስታ ዓሺግኩም ናብ ዝተዳለወሉ መቀበሊ ሳንዱቅ አታዊ ክትገብሩ እትክእሉ

6 ዝምለስ ናይ ተደለይቲ መወዳደሪ ረቆሒታት ዋና ሰነድ ክተቅርቡ እትክእሉ

7 ተወዳደረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ  : ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 15000  :  መለዋወጢ ኣቀሑት መኪና 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኢ ብምክፋል ክተትሕዙ እትክእሉ

8 ተወዳደርቲ ካብ 28/8/2017 ዓም ጀሚርኩም ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ማይጨብሪ ኣድራሻ ኣብ ከተማ እንዳባጉና ናይ ኣራ ግቢ ንዓድገብሪ ምዉፃእ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዕቀባ ምምሕዳር ፋይናንስን ኣብ ስራሕ መዓልቲ እነማፃእኩም ብምዉሳድ ክትወዳደሩ ትክእሉ

9 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 28/8/2017 ዓም ክሳብ ዕለት 13/9/207 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ኮይኑ ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ማይጨብሪ ኣድራሻ ኣብ ከተማ እንዳባጉና ናይ ኣራ ግቢ ጥቃ ስራሕ ዕቀባ ምምሕዳር ፋይናንስን ብግልፂ ይክፈት

10 ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ 21 ተከታተልቲ መዓልቲታት ይከዉን

11 ዝሰዓርኩም ተወዳደርቲ ድሕሪ ምስዓሮም ካብ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብስፒኦ ብምሓዝ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

12 ተወዳደሪ ንዝሰዓሮ ንብረት ፅሬት በዘለዎን ብስፐስፊኬሽንን መሰረት ንከቅርብ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእልን ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ተጠቀሚ ናብ ቤት ፅሕፈትና ወይድማ ከከምኩነታት ናብ ከተማ ማይ ፀብሪ ወይድማ ኣድራሻ እንዳባ ጎና ናይ ኣራ ግቢ ኣምፂእኩም ክተረክቡ እትእሉ

13 ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ኣብ ነብስ ወከፈ ነፀላ አቅሓ ክሳብ 20 ሚእታዊ ናይ መዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914776027 / 0938199816