Melos Hotel, Guest house, Machinery rent and Cement Product Manufacturing

ገዛ ክራይ ጨረታ

ኣብ ዓዲ ሓውሲ 22 ትሕቲ ትራፊክ መብራህቲ ፊት ንፊት ኖርዘርን ስታር ሆቴል ዝርከብ ሆቴልና ሆቴል ሜሎስ ኣብ ጎኑ ዘስረሖ ዘመናዊ ቪ-ኣይ-ፒ ባር ንግልጋሎት ባርን ዊስኪ ሃውስን ምስ ዝተማልአ ንብረቱ ወይ ከዓ ብዘይካ ንብረት ኣወዳዲሩ ከካርይ ይደሊ። ስለዚ ተጫረቲ ነዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ብኣካል መፂእኹም ብምርኣይ ክሳብ ዕለት 05/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይድማ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረኸብሉ እቲ ጨረታ ይኽፈት። ስለዝኾነ ተጫረቲ ካብ ሎሚ ዕለት 24/08/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 200(ክልተ ሚእቲ ብር) ብምትሓዝ ናይ ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ትኽእሉ ምዃንኩም እናሓበርና ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይ ድማ ምሉእ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ ንሕብር።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ ስ.ቁ 09 14 74 83 69 ወይ ድማ 09 14 30 16 81 ይደውሉ