Tigray Statistics and Critical Conditions Registration Agency

ዕለት21/08/2017 ዓ/ም

ቑፅሪ ኤ/ስ/ወ/ኩ/3045/ዕ/ፋ/ን/ም/17 

ቑፅሪ-ፕሮፎርማ 009/2017

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ፅሕፈት ኤሎትሮኒክስን መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ:: ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-

ተቁዝርዝር ንብረትመግለፂ Describitionመለክዒ Measurmበዝሒ Quantityናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ሕሳብ መደብ 6212
1ሰማያዊ ቢሮ በዓል 50i-penብፓኬት10
2ካኪ ፖስታማእኸላይብቁፅሪ350
3ካኪ ፖስታዓብይብቁፅሪ50
4ኣጀንዳB-5ብቁፅሪ14
5ኣጀንዳA-6ብቁፅሪ34
6እሁ33mmብቁፅሪ08
7ማርከር ዋይት ቦርድTemperaryብፓኬት12
8ማርከር ኣርት ላይንPermanentብፓኬት12
9ማስታወሻ ደብተርበዓል -5 (5-in one)ብቁፅሪ05
10ከለር ወረቀት80ግበዓል -250ብደስ01
11እስተፕልስ ሽቦ kangaroNo.16(24/6) ቁ.20ብፓኬት223Sample
12ናይ ላፕ ቶፕ ቦርሳተሓዛሊ ሻንጣብቁፅሪ12Sample
13ዩኤስ ኔትዎርክ ኣዳፕተርብ3 ማልቲፕልብቁፅሪ04Spesificat
14Multiple port ExtExtender HUBብቁፅሪ01Spesificat
15ናይ መደበኛ ስልኪ ኬብልRJ-11ብቁፅሪ01Spesificat
16ናይ ላፕ ቶፕ ኮምፒተር ስታንድመደገፊብቁፅሪ05Spesificat
17ፍለሽ ሚሞሪ64-GBብቁፅሪ04Spesificat
18ፍለሽ ሚሞሪ32-GBብቁፅሪ26Spesificat
19ፕሪንተር ቀለም 2035Hp Laser jet 2035ብቁፅሪ06Spesificat
20ፕሪንተር ቀለም MPLaser printer 135ብቁፅሪ02Spesificat
21HDMI Cableብቁፅሪ02Spesificat
22ኮንቨርተር USBAdapterብቁፅሪ04Spesificat
23RJ-45ብቁፅሪ20Spesificat
24ኮነክተርEleven in oneብቁፅሪ02Spesificat
25ፎቶ ኮፒ ቀለም Sharp MX-Toner A3mx315ft-BK-ብቁፅሪ02Spesificat
26Externar Hard Disk1 tera biteብቁፅሪ01Spesificat
27ዲቫይደርብቁፅሪ12Spesificat
28ስታፕላይዘርብቁፅሪ03Spesificat

መምርሒ፦

➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድን ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለዩ ቁፅሪ (TIN) ዘለዎም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝኽእሉ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/08/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/08/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኾይኑ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ኤጀንሲ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 24/08/2017 ሰዓት 04:00 ተዓፅዩ ሰዓት 04:30 ድማ ይኸፈት::

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ። እዚ ፕሮፎርማ ዝመልእ ኣካል ኣብ መከዝን ምህላዉ ከረጋግፅ ኣለዎ። ንብረት ኣታዊ ዝኸዉንን ክፍሊት ዝፍፀምን ብዝምልከቶ በዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ኮይኑ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ድማ ን7 መዓልቲ ይኸዉን::

➢ እቲ ኤጀንሲ ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘይማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ዝገብር ምዃኑ የፍልጥ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ወይዘር ህንፃ ኣብ 4ዶ ደብሪ ቁ-16 እዩ።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕለዉ 'ዩ:: 

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-32-54 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ።