Adigrat town Municipality Office

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ መዝጋበ ካርዲ

2 ዝተሐደሰ ፈቃድ ስራሕ ንግዲ

 3 ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ዝከንኩም ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መረዳአታ ዘለኩም ክምኡ ድማ ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር ደኣንት ዘለኩም

6 ተጫረቲ ቅድም ክብል ዝተዘርዘሩ ኩሎም መረዳእታት ወና ሒዝኩም ብምቅራብ ሰነ ጨረታ ምግዛእ ትክእሊ

7 ተጫረቲ ካብ ከተማኩም ወይድማ ወረዳኩም ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ደኣንት ኣብ መንግስታዊ ይኩን ዉልቀ ትካል ተቆዒርኩም ዘይተሰርሑ ምካንኩም እዋናዉ መረዳአታ ወይድማ ድጋፍ ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ምግዛእ ትክእሉ

8 ተጫረቲ ጨረታ ምልክታ ካብ ዕለት 13/8/2017 ዓም ክሳብ 2/9/2017 ዓም ዘይምለስ 2000 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክትወሰዱ ትክእሉ

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልክ 0913405771