Army 22

ምልክታ ጨረታ

ናይ መብራህቲ ኤለክትሪካል ኣቕሑት ጨረታ ይምልከት

ቢሮና ኣርሚ 22 ሰራዊትና ኣብ ዝነብረሎም መንበሪታት ዝርከቡ ናይ መብራህቲ ኤለትሪክ መፀጋገኒ ዝውዕሉ ኤለትሪክ ኣቕሑት አጫሪትና ክንዕድግ ስለ ዝደልና ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ንክትሳተፉ ቫት ተመዝገብቲ (Vat register) ዝኾንኩም መቕረብቲ ነጋዶ ጥራሕ ክተማልኡዎም ዝግባእ ናይ ጨረታ ሕጊ ናይ 2017 ኣ/ግ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ምዝገባ ፍቃድ፣ቲን ናምበር ናይ መቕረባይ መታወቕያን ኦርጅናልን ኮፕን ንግዲፍቃድ ዝኣመሰሉ ኣማሊእዂም ኣብ ጨረታና ምስታፍ ከምእትኽእሉ ንገልፅ::

1. ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 07/08/2017 ኣ/ግ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ካብቲ ዝተገለፀ አድራሻ ዘይምለስ 200 ብር (ክልተ ምኢቲ ) ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ይከአል::

2. ተጨረቲ ጨረታ ፖስታ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ዘእትወሉ ዕለት 21/08/2017 ኣ/ግ ካብ ሳዓት 2፡00 እስከብ 3፡00 ሰዓት ልክዕ ተዓፅዩ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት እሱ ኮይኑ ሳዓት 3፡20 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኸውን::

3. ተጫረቲ ካብቲ አብ ላዕሊ ዝተገለፀ ዕለትን ሰዓትን ወፃኢ ዘይነስተኣናግድ ምዃና ነፍልጥ::

4. ናይ ጨረታ ቦታ ሓይሊ አየር ዝባን ዳዕሮ ልዕሊ እንዳ ገብሪኤል ቀበሌ 17 ካምፕ ግቢ ውሽጢ እንትኾን ንዝበለፀ ሓበሬታ /0914304450/ 0980451181/ ይደውሉ::