ምልክታ ፕሮፎርማ
ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢን መጋየዕን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት
1. ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ናይ መቕረብቲ ዝተመዝገብኩምሉ መረጋገፂ ቲን ናምበር ሰለሰቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ተቕርብዎ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ ብፓስታ ኣሺኩም ት 26/07/17ዓ.ም ሰዓት-30/7/ 10:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ:: ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 01/08/17ዓ.ም ሳዓት 02:30 ዝኸፈት ምዃኑ ንገልፅ::
2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቅሰ ስፐስፊከሽን መሰረትን ኦርጅናልን ክኸውን ኣለዎ
3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3' ተካታታሊ መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝክእል
4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተረክቡ ትኽእሉ ምዃንኩም አረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተበሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል አብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸዉን
5. አብ ዘይምልከቶ ዘርፊ ንግዲ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይግበር
6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7 ስራሕ መዓልታት ጥራሕ ይከውን
7. እቲ ጊዚያዊ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቕናስ ውይ ምውሳኸ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብኸፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
8. ንዝድለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሳልኪ _ ቑፅሪ 0344-406451/0914732577 ምሕታት ይካአል ዋጋ መምልኢ
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ሞዴል | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
| 1 | Oil filter | 90915-30002 | pcs | 01 | HZB50 | ||||
| 2 | Fuel filter | 23390-64480 | pcs | 01 | HZB50 | ||||
| 3 | Joint upper | 43350-39095 | set | 02 | HZB50 | ||||
| 4 | ናይ መኪና ሪሞት | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| 5 | ፓድ ኪት | 04465-yzzf6 | SET | 01 | ቶይታ | ||||
| 6 | ቪ ኪት | 04494-60080 | SET | 01 | ቶይታ | ||||
| 7 | Switch Assy | 28150-17070 | set | 01 | |||||
| 8 | Holdey brushe | 28140-67090 | set | 01 | |||||
| 9 | Bearing No1 | 90099-10215 | pis | 01 | |||||
| 10 | Bearing No2 | 90099-10107 | pis | 01 | |||||
ቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ