Hawzen town office of water and sanitation

ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ዕለት 28/09/2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 2:30 ንጉሆ ኣብ ቤት ፅሕፈት ብኣካል ብምርካብ ክትጫረቱ ንዕድም

ሐበሬታ

እዚ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ቤት ፅሕፈትና ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ቁፅሪ ስልኪ 0910482064 ኢሎም ሐበሬታ ይረከቡ