1 ሞባይል ቆፎ በዝሒ 190 ብስፐስፍኬሽን መሰረት
2 ሰዓት በዝሒ 2022 ብናትና ሳምፕል መሰረት
3ሓጋዚ መፅሓፍ ንባብ ንህፃዉንቲ በዝሒ 2022 ካብ ኦርጅናል ሕትመት ዝተፈለጠ ዋጋ ተቀባልነት
4 ካሜራ 01 ብስፐስፊኬሽን መሰረት
በዚ መሰረት ኣብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ
 ክማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት
- ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
- ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
- ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ Â 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/Â ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
- ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ10 መዓልቲ ከአቱ ዝኽእል:;
- ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ንሕድሕድ 50.00 ብርÂ ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 400Â ክወስዱይኽእሉ::
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ12 ግንቦት 2008 ዓ/ም ክሳብ 26 ግንቦት 2008 ዓ/ም ስዓት 8:00Â ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
- ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
- እቲ ጨረታ ጥሪ 6 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪÂ 415Â ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
- Â
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪÂ 0344 40 99 23Â ምድዋልይከአልእዩ:;