ግልፂ ጨረታ ምልክታ
መፍለዪ ጨረታ ቁፅሪ NCB/TIG/UNICEF/GOODS/06/2017
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ዩኒሴፍ ዝተረከበ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሳብመርሲብል ፓምፕ ካልኦት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ : ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝቐርበሉ ቦታ |
---|---|---|
1 | ሳብመርሲብል ፓምፕ ፩ ስውች ቦርድ ፖይፕስን ፊቲንግን | ቢሮ ማይን ኢነርጅን |
ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፣ መቅረባይነት ሰርትፊኬትን ቲን/i/ ሰርቲፊክት ዘለዎ ቫት ምዝጉባት ዝኾኑ ቫት ዲክሌሬሽን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2017ዓ/ም ዘቕርቡ፣
2. ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮና ማይን ኢነርጅን ታሕተዋይ ደብሪ ቁፅሪ11 - ጨረታ ብሬድዩ ካብ ዝተቓለሐሉ ዕለት 17/03/2017ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት01/04/2017 ዓ/ም አብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ ብር 500 ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ይካአል ::
3. ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 100.000.00 ( ሚኢቲ ሽሕ ብር) ጠቅላላ ( ብመልክዕ ሲፒኦ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ባንኪ ጋራንቲ ምስቲ ቴክኒካል ሰነድ ጨረታ ኣታሓሒዙ ከቕርብ ይኽእል::
4. እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 01/04/2017ዓ/ም ሰዓት310 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት አብ | ዘለዉዎ ይኸፈት"
5. ተጫረቲ ሓደ ኦርጂናል ቴክኒካልን ፋይናንሻል ሰነድ ነንበይኑ ብፖስታ ዝተአሸገ ከምኡውን 01 ኮፒ ቴክኒካል 2 ኮፒ ፋይናንሻል ነንበይኑ ብፖስታ ዝተአሸገ ሰነድ ብምቕራብ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ኦሪጂናልን ኮፒ ተባሂሉ ብግልፂ ከቐርብ ኣለዎ ፣
6. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፣
7. አድራሻና ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ መቐለ
8. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስኪ ቑፅሪ 0952270027 ምድዋል ይከአል
ናይ ጨረታ መኽፈቲን መዕፀዊን ዕለት አብ በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ዘሎ ናይ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝኸፈት ይኸዉን።