1 ናይ እትወዳደርሉ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎ ናይ 2017 ዝተሐደሰ ሃርዲ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ ከፋላይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ ሃርዲ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎን ናይ 2017 ዝተሐደሰ ሃርዲ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
4 መለለይ ቁፅሪ ከፋለይነት ግብሪ ቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል ሃርዲ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
5 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመገበን እንተነኣሰ ናይ ወርሒ መስከረም 2017 ዓም ወይ ድም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
5 ናይ ተጫረቲ ንፁር ዝኮነ ሽም ፊርማን ኣድራሻ ሕጋዊ ማሕተም ኣብ ሕድሕድ ገፅ ክግበር አለዎ
6 ተጫረቲ ዝመለእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ናይ ቫት ዋጋ ሓዊሱ ብጥንቃቀ ትክክልኛን ነፀላ ዋጋ ከቀምጥ አለዎ
7 ካብዚ ሰነድ ጨረታ ወፃኢ ድማ ኣብ ካሊእ ሰነድ መሊእካ መቅራብ ተቀባልነት የብሉን
8 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምካፈቱ ናይ ጨረታ ዉሕስና መከብሪ ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ስፒኦ 150000 ብር ከትሕዝ ዝክእል
9 ጨረታ ካብ 10/3/2017 ዓም ክሳብ 24/3/2017 ዓም ሰዓት 11:00 ኣብ ዘሎ እዋን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ፋይናንስን ኣብ ቁፅሪ 7 ብምምፃእ ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 3000 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስን መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ብምምፃእ ክትወስዱ ትክእሉ
10 እቲ ጨረታ 25/3/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት እንተዘይሃለዉ እወን ኣብ ዉሽጢ ጨረታ ዝተረከበ ፖስታ ብስረዓት ተከፊቱ ይንበብ
11 ቤት መዘጋጃ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0932330059 / 0914777547 / 0914778022