ፕሮፎርማ ቑፅሪ 6 /2017

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ፊርንቸር ፅገና ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ፡፡

➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣

➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣

➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል፡

➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነተሓሳስብ፡ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትኻልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት-28/01/2017 ዓ/ም ክሳብ 30/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 30/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮቑፅሪ 317ይኽፈት

➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡

➢ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ እግዱ ከይተልዓለሉ

ክወዳደር ኣይኽእልን።

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03444173 48 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ፕሮፎርማ ፊርንቸር ፅገና ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ

ተ.ዓይነት ንብረትእስፐስፊኬሽንመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ ዋጋ
ብርብር
1ናይ ፋይል ቁልፊ መስርሒን ዝተበላሽው ካልእ ምፅገናንን1 ደረጃብቑፅሪ01
2ናይ ፋይል ካብኔ ቁልፊ መቐየሪን ዝተበላሽው ካልእ ምፅገናንን1 ደረጃብቑፅሪ01
3ፋይል ካብኔ መልሓሚን ዝተበላሽው ካልእ ምፅገናንን1 ደረጃብቑፅሪ01
4ናይ ብረት ድረወር ቁልፊ መቐየሪን ዝተበላሽው ካልእ ምፅገናንን1 ደረጃብቑፅሪ01
5ናይ ዕንፀይቲ ድረወር ቁልፊ መቐየሪን ዝተበላሽው ካልእ ምፅግናንን1- ደረጃብቑፅሪ01
6ናይ በሪ ቁልፊ መቕረፂ1 ̋ ደረጃብቑፅሪ01
7ዘይቕረፅ ቁልፊ ሲልንደር መቐየሪን ዝተበላሽው ካልእ ምፅገናንን1- ደረጃብቑፅሪ01
8ዝቕረፅ ቁልፊ ሲልንደር መቐየሪን ዝተበላሽው ካልእ ምፅገናንን1 ደረጃብቑፅሪ01
9ወንበር ፅገና ዝተበላሽው ካልእ ምፅገናንን1 ደረጃብቑፅሪ01
10ጠረጴዛ ዕገና ዝተበላሽው ካልእ ምፅገናንን1 ደረጃብቑፅሪ01
11ሙሉእ ቁልፊ ናይ በሪ መቸየሪ1 ደረጃብቑፅሪ01
12ናይ መጋራጃ ሓፂን ተንጣልጣሊ (ተሽካሚ)ምዕጋን1 ደረጃብቑፅሪ01

ሽም- ፌርማ፦ ዕለት-

ስልኪ ቑፅሪ