ናይ ጨረታ ምልከታ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ፕሪንተር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

S.NItemSpecificationMeasurmentQuantityUnit Price
1Multi purpose PrinterHP Color LaserJet Enterprise Pcs M5771 All-in-one Laser printerPcs01

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ናይ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2. ቫት ረጅስተር ዝኾኑን ዘሐደሱን

3. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን ኣለዎ::

4. ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 27/01/2017 ዓ/ም - 29/01/2017 ዓ/ም ይኸውን::

5. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝሽገሉ ዕለት 29/01/2017 ዓ/ም ልክዕ 9፡00 ኮይኑ ዝኸፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 25/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

6. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርቡ

7. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::