Senit Acadamy

ጨረታ

ስኒት ኣካዳሚ ናይ 2016ዓ.ም ሒሳብ መዝገብ ዝሰርሕ ናይ ሒሳብ ክኢላ ብጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ

ተጫረቲ ኣብ ናይ ስራሕ ዕለት 21/01/2017. - 24/01/201 እም እናመፃኹም ክትምዝገቡ እናፍለጥና እቲ ትካል ዝሐሸ ማመረፂ እንተረኺቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን።

ኣድራሻና= ናይ 05 መወዳእታ ታክሲ ከይበፃሕኻ ጥቃ ቤት ትምህርቲ ለካቲት 11 ንርከብ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ፦ 0910433628 ይደውሉ