Abraha Castle

ምልክታ ጨረታ ንዝተፈቀደሉ ክኢላ ሒሳብ

ትካልና ኣብርሃ ካስትል ሆቴል 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ንምሕዳስ ብባዓልሞያ ሒሳብ መዝገብ ከስርሕ ስለዝደለየ በቲ ሞያ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ብፖስታ ዝተአሸገ ዋጋ መሊኢኩም ብምቅራብ ትጫረቱ ትክእሉ ፡፡

ጨረታ ዝቀርበሉ ግዚ ካብ ዕለት 16/01/2017 ዓ/ም ክሳብ 23/01/2017 ዓ/ም ቦታ ኣብ ሆቴልና ሒሳብ ክፍሊ ወይ ጋሻ ተቀባሊ /Reception/ ተቅርቡ ምኳንኩም እናገለፅና ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 24/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ትቀርቡ ምዃንኩም ነፍልጥ፡፡

ትካልና ናይ ጨረታ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለየ እዩ ፡: