Meles Rehabilitation Center of Tigray Defense Force (T.D.F)

ምልክታ  ግልፂ ጨረታ

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል ዝውዕል ባልትና ብጨረታ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እቶማራ ሕጋውያን ነጋዶ ከተላፋፋ ይታይም።

1) ተጫረቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን ኣድላዪ ዘበለ ዶክሜንትን ምስቲ ሰነድ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ክቕርያ፡ ጸላእ

2) ተጫረቲ አብ ዘእቀውዎ ሰነድ ብዘይ ስርዝ ድልዝ ኑጹር ዋጋ መሊኦምን ፈሪሞምን ብዝተዓሸ አሸሎ ከረክሩ ይደን

3) ተጫረቲ ብማ/ተ/ሰ ትግራይ መለስ ካምፓስ ብዝተዳለ መምልኢ ዋጋ ኣብ ባዕሉ መሊእኹም ካብ : ዕለት ብ 10/ 01/2017ዓ/ም ጀሚርኩም ክሳብ ዕለት 24/01/2017ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ግዜ ኣብ ዕደጋ ክፍሊ ዝተዳለወ ሰነዱን ይረታ ክተእትዉ ይግባእ።

4) ተጫረቲ ቴክኒካል ፋይናንሻልን ስፔስፊኬሽን በቢ በይኑ ብምስታ ዓሊም ከቕርቡ ይግባእ፡፡

5) ተጫረቲ ዘቕረብዎ ዓይነት ግልጋሎት ብዝተኣዘዘ ግዜ ፤ መጠንን ፅሬትን መሰረት ክኸዉን ይግባእ።

6) ናይ ባልትና እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውዎ ዕለት 24/01/2017 ዓ/ም ቴክኒካል ስፔስፊኬሽን ቅድሚ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ 9፡00 እንትኽፈት እቲ ፋይናንሻል ስፐስፊኬሽን ድማ ይህ ሰዓት ይኽፈት።

7) ናይ ጨረታ መኽበሪ 50,000 (ሓምሳ ሽሕ) ቕርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ (O ጥራሕ ብማ/ ትግራይ መለስ ካምፓስ ለም
ብዝተዓሸገ ፖስታ ከእትዉ ይግባእ።

8) ተጫረቲ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 150 (ሓደ ሚኢቲን ሓምሳን)ቕርሺ ኣብ ናይ ትካልና ፋይናንስ ብምኽፋል እቲ ሰነድ ካብ ዕደጋ ክፍሊ ክወስዱ ይግባእ።

9) ተጫረቲ ማህተም ዘለዎ ምሉእ ኣድራሽኦምን ስልኪ ቑፅሮምን ከቐምጡ ኣለዎም።

10) ሰዓራይ ጨረታ ነቲ ዘሸነፎ ዓይነት ግልጋሎት ውዕሊ ኣሲሩ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ግልጋሎት ክጅምር ይግባእ፡፡

11) ተጫረቲ ኣብ ኣመላልኣ ዋጋን ስፐስፊኬሽንን ንዝፈጠርዎ ጌጋ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ፈሊጥኹም ብጥንቃቄ ክትመልኡ ይግባእ።

12) ትካልና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ሙሉእ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።