Lachi Health Center

ናብ ዝምልከቶ ኩሉ

ዋኒኑ :- ብዛዕባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ምምላእ ይምልከት

ኣብ ላዕሊ ከምዝተሓበረ ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ንብረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅ

ተ.ቁናይ ንብረት ዓይነትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ ዋጋ
1ኦሞ ባዓል 200ግብሳንፕልብቁዕሪ300
2ፎጣ20×20 cmብቁዕሪ20
3ባልዲ ባል 20ሌቀይሕ ሕብሪ ኦርጂናልብቁፅሪ5
4ሽቦ መሕፀቢ አሑትፓኬት10
5ባራኪናበዓል 800ሲሲ5%ብቁፅሪ300
6አልካ ላይን ባትሪ 3Aቀዳማይ ደረጃብዕምዲ20
7ጓንቲ ናይ ኢድንፅሬት መሳርሒ ብዕምዲ ፕላስቲክብቁፅሪ100
8ክርቢት10 ዝሕዝብፓኬት40
9መስትዋት መሕፀቢስፕረይብቁፅሪ10
10ናይ ቢፒ አፓራቱስ ባትሪ 2Aቀዳማይ ደረጃብዕምዲ200
11ሶፍት ዓብይMamako/ተመሳሳሊብቁፅሪ100
12እስኮፓ መኮስተርናይ ወፃኢብቁዕሪ20
13ስፖንጂ መወልወሊ ዓብይቀዳማይ ደረጃ ኮይኑብጣዕሚ ስጡምብቁፅሪ10
14ስኮፓ መወልወሊናይ ወፃኢብቁዕሪ30
15ኤር ፍረሽቀዳማይ ደረጃብቁዕሪ10
16ሸንኬሎ ብረት20ሌብቁፅሪ5
17ዲቶልኦርጂናልብቁፅሪ10
18ቪም ናይ ሽንቲ ቤት መሕፀቢኦርጂናልብቁዕሪ10
19ሳሙና ናይ ነብሲ 70 ግብሳምፕልብቁዕሪ200
20ደረቅ ሳሙና200 ግሳምፕልብቁፅሪ100

ተጫረቲ ክተማልኡዎ ዝግበአኩም ረቃሕታት 

1. በቲ ዘርፉ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ, ቲን ናምበር ‚ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ናይቲ ድርጅት ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ክግበረሉ ይግባእ። 

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ8/01/2017ክሳብ 10/01/2017 ዕለት አብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲአብ አየር ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ሰዓት 8:00 ዕለት 10/01/2017 ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 10/01/2017ሰዓት 80:30 አብ ቤት ፅሕፈት ላጪ ጥዕና ጣብያ ይከውን። 
3. እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን ። 
4. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት አብ ውሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘረክብ እቲ ንብረት ብትክክል ምእታዉ ምስ ተረጋገፀ ቤት ፅሕፈት አብ ውሽጢ 15ተ መዓልቲ ክፍሊት ይፍፅም
5. ክትዋዳደሩ ትደልዩ ተዋዳደርቲ ናይ TOTAI ተመዝገብቲ ክትኮኑ ይግባእ 
6. እቲ ፕሮፎርማ አድላይ ኮይኑ ተዘይ ተረኪቡ ቤት ፅሕፈት ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ይህልዎ። 
አድራሻ:-ላጪ ጥዕና ጣብያ ስ/ቁ 0942769463 /0985003613