South Zone administration Office

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቁፅሪ ካፋላይ ንግዲ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

2 ሐዱሽ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሸ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘለዎ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ

3 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ብክልተ ኢንቨሎፕ ሐደ ዓየነት ዝኮኑ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ፊርማን ማህተምን ከቅርቡ አለዎም

5 ናይ ጨረታ ዘምለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምልከታ ካብ ዝወፀሉ ካብ 2/1/2017 ዓም ጀሚሩ ንተከታተልቲ መዓልቲታት ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ክልል ትግራይ ከተማ ማይጨዉ ቢሮ ቁፅሪ 84 ምዉሳድ ይከኣል

6 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ 16/1/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ መዓልቲ 16/1/2017 ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 84 ይክፈት

7 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም እነተዘይተረኪቡም እቲ ጨረታ በቲ ዝተጠቀሰ ሰዓትን ዕለትን ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0996903271 /  0914297564