Guna Trading House P.L.C

1 በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ሕጋዊ ሰነድ ቅብሊት ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ወረቀተ ምስክር መቅረባይነት ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም መረጋገፂ ብቅዳሕ ብምትሕሓዝ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ንብረት ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ መረጋፈንን መፅዓንን መቀለ ኣብ ዝርከብ ህንፃ የኢትዩጰያ መድን ድርጅት ዘሎ ህንፃ ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ንግዲ ጉና ሓላፍነቱ ዝተ/ዉ/ማ ንኣሓት ትካላትን ክተቅርቡ እትክእሉ

6 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ 2 ሚእታዊ ናይ ዘቅረብክሞ ጨረታ ዋጋ ሕጋዊነቱ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከተቅርቡ እትክእሉ

7 ዝድለ በዝሒ ካብ ዝተጠቀሰ መጠን ብ20 ሚእታዊ ክዉስከ ወይ ድማ ክቅንስ ይክእል እዩ

8 ተጫራታይ ዘቅርቦ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ምካኑ ክጠቀስ አለዎ እነተዘይጠቂሱ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝሐወሰ ተገይሩ ይዉሰድ

9 ዝኮነ ዓይነተ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

10 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻልን ቴክኒካል ሰነድ ፈልዩ ኣብ ዝተፈላለየ ኢንቨሎፕ ከቅርብ አለዎ

11 ናይ ስፖርት ዕጥቂ ዝምለከት ትካል ዘዳለዎ ናይ ሕድሕድ ንብረት ሳምፕል ምርኣይን ተመሳሳሊ ፅሬት ዘለዎ ካብኡ ንላዕሊ ዘለዎን ከቅርብ ይግባእ

12 ሰነድ ጨረታካብ ዕለት 29/12/2016 ዓም ክሳብ 2/2/2017 ዓም ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብር 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ስራሕቲ ንግዲ ጉና ምዉሳድ ትክእሉ በዓልሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ መቐለ ህንፃ የኢትዩጰያ መድን ድርጅት ሰልሳድ ደብሪ  ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ንግዲ ጉና ሓላፍነቱ ዝተ/ዉ/ማ ዕለት 3/2/2017 ዓም ካብ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ንጉሆ ዝክፈት ይከዉን

13 ሰዓራይ ጨረታ ንዝሰዓሮ ንብረት እንተነዉሐ ኣብ ዉሽጢ 45 መዓልቲ ዘረክብ ኮይኑ ካብዚ ዝተሓተተ ናይ መቅረቢ ዋጋ ዘቅረበ ቅድሚት ይወሃብ

14 ኣብቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ንብረት አታዊ እነተዘይ ገይሩ እቲ ጨረታ ተሰሪዙ ንተጫረቲ መከበሪ ዘትሓዞ ስፒኦ ናብ ስራሕቲ ንግዲ ጉና ሓላፍነቱ ዝተ/ዉ/ማ አታዊ ይከዉን

15 ስራሕቲ ንግዲ ጉና ሓላፍነቱ ዝተ/ዉ/ማ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0911411198 / 0914729001