Tigray Health Bureau

ምልክታ ፕሮፎርማ

ናይ ወርሒ ነሓሰ 2016 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሶላር ፓኔል መቕመጢ ፍሬም ምድላው ናይ ሞያ ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክረክብ ይድሊ፤

ተ.ቁዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ Specificaton/መለክዒ /Unit/ብዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
01ናይ ሶላር ፓኔል መቕመጢ ፍሬም

SHS/RHS ብረት ካብ ቢሮ ዝተዳለወ ኣሎ።

  ካብ ሞያ መቕረባይ ዝድለ
+ ኤሌክትሮድ ን መሳርሒ ተጠቂምካ በቲ ምስሊ መሰረት ፍሬም ምድላው።
← ነቲ ዝተዳለወ ፍሬም /Anti-Rust/ ቀለም ይቅባእ።
ቁፅሪ25

ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት

1. ናይ 2016 ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 22/12/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/12/2016 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 25/12/2016 ሰዓት 10፡30 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::

6. ዝሰዓረ ተወዳዳራይ መሳርሒታት ተጠቒሙ ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ሰሪሑ ከቕርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ:: 8.እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ