New Millennium University College

1 ናይ 2007 ዓ/ም ወይ ድማ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 እዚ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 04/08/2008 ዓ/ም ኮይኑ እዚ ጨረታ 13/08/2008Â ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ተጫረትቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ ይከፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብምትራፎም እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ዝእግድ ነገር የለን

3 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 30.00 ብር ብምኽፋል ካብ ዕዳጋ ክፍሊም ዉሳድ ይካአል

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 5% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

5 ተጫረቲ ሰዓራይ ምኮኑ ምስ ተነግሮ አብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ይአስር

6 ተጫራታይ አብ ዝመልኦ ዋጋ ሰዓራይ ምኻኖም ምስ ተነገሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም ሰራሕተኛታት ቆሪፆም ተገይሩ ብናይ በዕሎም መጎዓዝያ ያጎዓዓዙ

7 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ዘዳለዎ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣዳሊዩም ክቕርቡ ይግባእ ካብኡ ወፃኢ ዝቐርብ ተቐባልነት ይብሉን

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቑስልኪ 0344419789/410465/406144 ደዊልካ ምሕታት ይካአል ::