Adiha Sealite Mihret St. Kidanamhret

ዕለት 25/11/2016 ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ሳሃሊነተ ቅድስት ኪዳነምህረት ዓዲ ሓ ብህንፃ መስርሒ ኮሚቴ ብዝወፀሉ መነፀሪ /specification/ መሰረት ናይ ዲዛይን ስራሕቲ ከስርሕ ይደሊ

1. TIN ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ዘለዎ

2. VAT ተመዝጋቢ ዝኾነ

3. ናይ 2016 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

4. ናይ መቕረባይነት ፍቃድ ዘለዎ

5. ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር 500 ብር ኮይኑ ኣብ ውሽጢ ቤተክርስትያን ኣብ ዝርከብ ቢሮ እንዳመፁ ናይ ጨረታ ዶክመንት ክገዝኡ ይኽእሉ::

6. እዚ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 10/12/2016 ዓ/ም ሰዓትና 4:00 ይኸዉን::

7. እዚ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 30/11/2016 & ክሳብ ዕለት 10/12/2016 ኮይኑ ዕለት 10/12/2016 ዓት 400 ጨረታ ተዓሽጉ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸቡሉ ይኸፈት::

8. እዚ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐለ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት 10/12/2016 ኣትሒዙን 5' ተኸታተልቲ መዓልትታት ይኸዉን::

9. እቲ ቤተክርስትያን ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

10. ናይ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ምድላውን ምምላእን ብዝወፀ ምልክታ ዘይኮነስ ብዝተዳለወ ስፔሲፊኬሽን መሰረት ኣዘጋጅዩ ከቐርብ ኣለዎ::

ኮሚቴ

ንዘበለፀ ሓበሬታ

ቁዕርታት ሞባይል 251914701261 /2519019615 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል