Tigrai Trade and Export Agency

ምልክታ ዋጋ መ ቅረቢ/ ፕ ሮ ፎ ርማ /ቁፅሪ 02/2016ዓ.ም

ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ እንትባላሸው ካብ ናይ ውሽጢ አይሲቲ ባዓል ሞያ ካብ ዓቅሚ ንላዕሊ ኾይኖም እትርከቡ ብናይ ደገ ባዓል ሞያ ንሓደ ዓመት በጀት ብኩንትራት ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ። በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም :-

❖ ናይ2015/16ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፋቀድ ዘለኩም ።

❖ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ብመቅረባይነት ዝተመዝገቡን ናይ2016/17ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ።

❖ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (Tax identification Number) ዘቐርቡ ተወዳደርቲ ።

❖ ነቶምኣብላዕሊዝተጠቐሱረቑሓታት እተማልኡ ተወዳደርቲ መረዳእታኹም ፎቶ ኮፒ ገይርኩም ዋጋ መሊእኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት 26/11/2016ዓ.ም ክሳብ ዕለት 30/11/2016 ዓ.ም ሰዓት 11:30 ናይ ምሸት ኣብ ዘሎ ጊዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓዉልቲ ኣብ ዝርከብ ኣብ ከባቢ ፕላኔት ሆቴል ፊት ንፊት ዘሎ ሰናይ ዘበን ዝርከብ ህንፃ 2 ደብሪ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ቢሮ ቁፅሪ 10 ኸተቕርቡ ንዕድም፡፡

❖ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 01/12/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ይከውን።

❖ ዝልእኹምዎ ዶኩመንት ብንፁር ብዝረኣየሉ መንገዲ ኮፒ ገይርኩም ክተታሓሕዙ ኣለኩም ።ብንፁር እንተዘይተራእዩ ግን ካብ ዉድድር ወፃኢ ከም ዝኸውን ነፍልጥ፡፡

❖ እቲ እትመልእዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ እንተናአሰ ፕሮርማ ካብ ዝተካፈተሉ 7' ናይ ስራሕ ማዓልትታት ይክውን።

❖ ተጠቃሚ ኤጀንሲ ዘድሊ ግልጋሎት እንተዘይ ረኺቡ ክፍሊት ክፍፅም አይግደድን።

❖ ኤጀንሲና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ

ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

❖ ብቅዓት ዘየብሉ ተወዳደሪ አሸናፊ እንተኮይኑ ብስራሕና ዝበፅሕ ምትእጉጋል ተጠያቂ ይከውን።

❖ አሸናፊ ትካል ስፔር /መላዋወጢ/ትእዛዝ እንትህብ እንተሎ ትኽኽለኛ አቅሓ ክእዝዝ አለዎ።

❖ ሳዓራይ ዝፍለ ጠቅላላ ድምር ብምውሳድ ይከውን።

❖ ናይቲ ዝሳዓርኩምዎ ንብረት ዋጋ ልዕሊ 20,000/ዒስራ ሽሕ ብ/እንተኮይኑሻት ዝተመዝገብኩም 7.5%እብቲ ኤጀንሲ ቖሪፁ ዝተርፍ ምኻኑ ኽፈልጥ ይግባእ።

N.B‐አሸናፊ ትካል ዓመታዊ ውዕሲ ንአስር ምኳና ነፍልጥ።

ኣድራሻ ሞባይል 0914 030069