Ahforom Planing and Finance Office

ንዘም ንብረታት ክትጫረቱ እትደልዩን ነጋዶ ነጋዶ ዘይኮንኩምን ክፋል ሕብረተሰብ ክትጫረቱ እናዓደምና ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን እናመፃእኩም እናገዛእኩም ክትጫረቱ

1 በዚ መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 200 ቅርሺ እናከፈልኩም ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ገዛ ቁፅሪ 9 ምዉሳደ ይከኣል

2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ 20000 / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ / ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ሰዓራይ ምስተፈለጠ በቅጥታ እቲ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ገነዘብ ከፊሉ ንብረት ክወስድ ዝክእል እነተዘይወሲዱ ዘትሓዞ ንብረት መከበሪ ጨረታ ናብ ናይ ምንግስቲ ካዝና አታዊ ይከዉን

4  እዚ ምልክታ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 24/11/2016 ዓም ጀሚርኵም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን  ገዛ ቁፅሪ 9 ምዉሳድ ይከኣል

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሀሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ

6  ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 9/12/2016 ዓም  ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:00 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 9/12/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት

7 እዚ ጨረታ እዚ ዝኮነ ሰብ ክጫረት ምካኑ ክንሕብር ንፈቱ

8 ንብረት ክርኢ ዝደሊ ተጫራታይ ኣብ ዝኮነ ናይ ስራሕ ሰዓት ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዝዕፀወሉ ዕለት እናመፀ ምርኣይ ይክእል

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914134672 0920877411