Mekelle correctional Center

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላላያ ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፒ ቀለም ንምምላእ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ን2017ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ


ተቁዓይነት ንብረት ወይ ግልጋሎትመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ናይ ፕሪንተር ቀለም 259A መምላእ ጥራሕቁዕሪ
2ናይ ፕሪንተር ቀለም 76A _ ምምላእ ጥራሕቁፅሪ
3ናይ ፎቶ ኮፒ ሞዴል 2206 ቀለም ምምላእ ጥራሕቁፅሪ


ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ ተጫረቲ በዚ ስራሕ : ዘርፊ እዚ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነትን ኮፒ ከቕርብ ዝኸእል

2/ ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኸእል ከምኡ ድማ እቲ ዝተመለአ ዋጋ ድሕሪ ጨረታ ምኽፋቱ ን7 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓራይ ዝኾነ ትካል እቲ ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፒ ቀለም ምምላእ ክመልእ _ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ናብ ቤትህንፀት መቐለ ብኣካል ብምምፃእ ብዕሬትን ሰለጤነን መሊኡ ከረኸብ ዝክእል

3/ ሰዓሪ ትካል ናይ ዝሃቦ ግልጋሎት ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10000 ብር ተኾይኑ ዊዝሆልድ ታክሲ 2% ይኸፍል ኣብዚ ጨረታ ቫት ተመዝገብቲ ዘይኮኑ እዉን ክወዳደሩ ይኸእሉ እዮም

4/ ተወዳደርቲ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ ድማ ምስቫቱ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ሰነድ ጨረታ ዋጋ መምልኢ ተመሊኡ ከቐርብ ኣለዎ

5/ እዚ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 22/11/2016ዓ/ም ክሳብ 26/11/2016ዓ/ም ሰዓት3.30 ፀኒሑ ሰዓት 4.00 ይኸፈት ሰዓሪ ዝኾነ ትካል ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ  ሰለስተ መዓልቲ መፂኡ 1000 ቅርሺ ብምኽፋል

ውዕል ክአስር አለዎ

6/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419 ወይ 0914120805 ምሕታት ይከኣል