Selam General Trading Association

ናይ ጨረታ ምልክታ

ማሕበርና ማሕበር ሰላም ሓፈሻዊ ንግዲ ዕዳጋ ማእኸል መቐለ ንማሕበርና ዓመታዊ ኦዲት ብጨረታ ክነስርሕ ንደሊ

ስለዝኾነ'ዉን ኣብ ዙ ዓዉዲ ስራሕ ዝተዋፈርኩም ሰብ ሞያ ክትጫረቱ ትደልዩ ድርጅት ( ዉልቀ-ሰብ ) ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቐ/ወያነ ህንፃ ብሎክ ረ /5/ 2 ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ -217 ኣብ ዝርከብ ናይ ማሕበርና ቢሮ ካብ ዕለት 24-10-2016 ዓ.ም 01-11-2016 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ጊዜ እናመፃእኹም ክትወስዱን መሊእኹም ክተቕርቡን ንዕድም ፡፡