Tigray Revenue Development Authority

2 ግዜ ዝወፀ ፅሕፈት መሳርሒ ግዝኢት ብፕሮፎርማ መቕረቢ

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 25/10/2016 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 27/10/2016 ስዓት 4፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር

2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 3 መዓልቲ | ኣታዊ ክትገብሩልናን

እናገለፅና ኣታዊ ዝከውን ድማ በዓል ሞያ ምስ ኣረጋገፆ ይከወን።

3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ዝሳዓረ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የምፅእ፣

5. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /in/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።

6. ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7. ካብ ዝተሓተቱ ንበረታት 20% ምቅናስን ወይ ምውሳክ ዝከኣል ምካኑ ንገልፅ፡፡

ኮድ ሰንተር 6212

ፅሕፈት መሳርሒ

ተ.ቁዓይነት ንብረትመፍለይ ቁፅሪ Specificationመዐቀኒበዝሒናይ ሓደዋጋመብርሂ 
1ኮምፒተር ወረቀት 80 ግራምጎልደን ስታር Iso sertifadደስጣ250
2ጎልደን ፕላስ Iso sertifadደስጣ

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም

ፊርማ

ምስ ሰላምታ"

ኣድራሻና

ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875