Tigray Womans Association

ጨረታ ምልክታ

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ እዞም ዝስዕቡ ጨረታ ዓይነታት ብጨረታ ክትዕድግ ትደሊ

  • ፅሕፈት መሳረሒ/ዶክመንቴሽን/
  • ናይ ስልጠና ኣቁሑት
  • ናይ ህፃናትመግቢ
  • ናይ ዓበይቲ መግቢ

ተጫረቲ ተማልእዎ ዝግበአኩም ረቃሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 50.00/ሓምሳ ቅርሺ/

3. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ፅርየቱ ዝሓለወ ክኮን ኣለዎ

4. ጨረታ ዝሰዓርኩም ኦርደር ካብ ዝወሃበኩም ዕለት ጀሚርኩም ኣብ ውሽጢ 07 መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ትገብሩ

5. ተጫረቲ ናይ ባዕልኩም እስፐስፊኬሽን ከተውፅኡ ኣይግባእን

6. ስርዝ ድልዝ ዝበለ ብቀጥታ ርጀክት ይግበር

7. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

8. ብባንኪ ዝተረጋገፀ 2 ፐርሰንት ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

9. ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ : ዕለት19/10/2016ዓ/ም ይከውን

10. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 28/10/2016ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 28/10/2016ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋውያን ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀቤሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከውን

11. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ