Tigray Art College

ናይ ህንፃ መሳርሒ ፕሮፎርማ

ተ.ናይ ኣቑሑት ዝርዝር Descriptionመፍለይ ቑፅሪ Specification/part numberመዐቀኒ Unitበዝሒ Qantiityናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ጣውላ አውስ ትራልያባዓል 25ቁፅሪ30
2ጆሶ ሮማናትናይ ቅርፃ ቅርፂኩንታል5

ሓበሬታ

1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም።

2) ካብ እስፔስፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን።

3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ከቕርብ

ዝኽእል።

4) አብ ፕሮፎርማ ሰነድ ናይ ዋጋ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን።

5) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።

6) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 19/10/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/0/ 2016 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/10/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 24/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸውን።

ኣድራሻ፡ ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስተ ኣብ ሞንጎኡ ንርከብ ስልኪ ቑፅሪ 0342409467/0914 413007 እንተደልዮም ይደውሉ፡፡