Bureau of Transport and Construction of Tigray

1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰን ምስቲ ዘፈር ዝገልፅ ንግዲ ፍቃድን ዘለኩም ብግልፂ ዝረአ ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገብኩምን ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእልንብግልፂ ዝረአ ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ብግልፂዝረአ ቅዳሕ ክተቅርቡ

5 ሒሳብ ዘወራረድክምሉ መረዳእታ ናይ ሰለሰተ ወርሒ ክተቅርቡ እትክእሉን

6 ተጫረቲ ነብሰወከፈ ጨረታ ዘይምለስ 300 ቅረሺ እናከፈልኩም ካብ መጎዓዝያ መራከብን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ሐበራዊ ህንፃ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 171 ካብ 18/10/2016 ዓም ክሳብ 4/11/2016 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ናብ ዝተዓሸገ ሳንዱቅ ጨረታ ፖስታኩም ክተእትዉ ትክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ 100000 / ሐደ ሚኢቲ ሽሕ /ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይድማ ብጥረ ገንዘብ እንተኮይኑ ናብ ባንኪ ኣካዉንትና 1000538971697 አታዊ ክትገብሩ ትክእሉ

8 እቲ ጨረታ 4/11/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 መጎዓዝያ መራከብን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 171  ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914222506 0914759607