ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ/
ወርሒ ሚያዝያ 2016 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፣
ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለከዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ ብር | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
Supply PPR, PN-10 pipes of Techno first class or equivalent as per the Sample. The pipe Diameter is External. | ||||||
1 | Pipe ቱቦ | 3/4" | pcs | 11 | ||
2 | Pipe ቱቦ | 1" | pcs | 08 | ||
Supply PPR of Techno first class or equivalent as per the Sample. | ||||||
3 | T-Shape | T=3/4 | pcs | 20 | ||
4 | T-Shape | T=1" | pcs | 12 | ||
5 | Elbow | 3/4" | pcs | 42 | ||
6 | Elbow | 1" | pcs | 16 | ||
7 | Reducer | 1"-3/4" | pcs | 18 | ||
8 | Female Elbow | 3/4-1/2" | pcs | 16 | ||
9 | Angle Valve | as per the Sample | pcs | 32 | ||
10 | ፋሴት | 1/2" | pcs | 14 | ||
11 | Gate Valve | 1 1/4 ብረት | pcs | 03 | ||
12 | Reducer | 1 (1/4)-1" | pcs | 02 | ||
13 | Glue ማስትሽ | upvc | pcs | 02 | ||
14 | Pipe ቱቦ Ø 110 | 3.2- Tecno | pcs | 06 | ||
15 Pipe ቱቦ O 80 | 3.2- Tecno | pcs | 08 | |||
16 | YO 110 | ሃካን | pcs | 11 | ||
17 | YO 80 | ሃካን | pcs | 12 | ||
18 | S-trap diam 80 | ሃካን | pcs | 04 | ||
19 | Elbow (ኩርባ) 45 degree Diam 110 | ሃካን | pcs | 10 | ||
20 | Elbow(h-C4) 45 degree Diam 80 | ሃካን | pcs | 13 | ||
21 | Reducer Diam110-80 | ሃካን | pcs | 12 | ||
22 | i) Reducer Diam 80-50 | ሃካን | pcs | 06 | ||
23 | h) T-Diam 110 | ሃካን | pcs | 03 | ||
24 | i) T- Diam 80 | ሃካን | pcs | 06 |
➢ መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ ᎓᎓ ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::
➢ እንክተሎም መምርሒ:-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 22/08/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 24/08/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተኣዕዩ ዕለት 24/08/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ክፍሊ ዕደጋ ቁፅሪ - 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ሳምፕል ከቕርብ ዝኽእል ኣብ ስቶር ዘለዎ ክከውን ኣለዎ::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል ::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት