ቑፅሪ /ቁጥር/: ዕድ/ፋይ/525/16
ዕለት/ቀን/07/08/2016ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሞተርሳይክል ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ነጋዶ ካብ 07/08/2016ዓ/ም ክሳብ 10/08/2016ዓ/ም ኣብ ዉሽጢ 3ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም፡
ታ/ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ ብር | ጠ/ዋጋ ብር | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ጎማ ቅድሚት | ኦርጂናል | ቁፅሪ | 01 | |||
2 | ማኔላ-ፍሬን ፍርስዮን | ኦርጂናል | ቁፅሪ | 01 | |||
3 | ሆልደር ፍርስዮን | ኦርጂናል | ቁፅሪ | 01 | |||
4 | ባትሪ | ኦርጂናል | ቁፅሪ | 01 | |||
5 | ዲስክ ድሕሪት | ኦርጂናል | ቁፅሪ | 01 | |||
6 | ፍሬን ሻራ ድሕሪት | ኦርጂናል | ቁፅሪ | 01 | |||
7 | ጎማ ቅድሚት | ኦርጂናል | ቁፅሪ | 01 | |||
8 | ዘይቲ | ኦርጂናል | ቁፅሪ | 01 | |||
9 | ድሕሪት ኣሞዝራተር | ኦርጂናል | ቁፅሪ | 01 | |||
10 | ካንዴላ | ኦርጂናል | ቁፅሪ | 01 |
✓ ናይ ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን፤ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን፣
✓ ቲን ቁፅሪ (ፐIN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል፣
✓ ብመቕረባይነት ዝተመዘብኩም፤
✓ ዘቕርቦም መረዳእታ ሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኽእል፣
✓ ንዝዳሎ/ዝቐርብ/ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ ይኸውን፤
✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቑፀር፤
✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ : ብናትና መቕረቢ ዋጋ መሊኡ ከቕርብ ይግባእ፣
✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/08/2016 ዓ.ም ንግሆ ሰዓት 4፡00
✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 10/08/2016 ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 4:30
✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤
✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፣
✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኽፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኽእሉ ምዃኖም፤
ኣድራሻ: ጎዳና ሰማእታት /ሓበራዊ ህንፃ/ኮምፕሌክስ ህንፃ ግራዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 2611
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 44 17 ምሕታት ይኸኣሉ።