በዚ መሰረት ሕጋዉያን መቅረብቲ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም
- ናይ 2008 ን ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን ግብሪ ዝከፈለን
- ቫት ዝተመዝገበ ኮይኑ 2008 ዓም ወርሒ ለካቲት ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
 - ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት መቅረብቲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
- መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ነምበር ከቅርብ ዝክእል
- ናይ ዘቅርበን መካይን ናይ ዋንነት ሊብረ ወይ ሕጋዊ ዉክልና ከቅርብ ዝክእል
- ተጫረቲ ናይ ሲምንቶ ካልኣይ ደረጃ ምስ መጋዕዝዩ በቢዘርፉ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ካብ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ክፍሊ ቁፅሪ 2ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 60 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
- ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ 4000 ቅርሺ ብናይ ሲፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይድማ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
- ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 15 መጋቢት 2008 ዓም ሰነድ ጨረታ Â ካበ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ክፍሊ ቁፅሪ 2Â ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ 30 መጋቢት 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ታዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዋና ቅዳሕን ንንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብዩ Â ፖስታ ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ኣለዎም። እቲ ፖስታ ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ ፣ማህተም ፣ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ
- እቲ ቤት ፅሕፈት ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክ ወይድማ ምንካይ መሰሉ ሕሉዉ እዩ
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 0342400403 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል