ተቁ | ዓይነት ኣቅሓ | መግለፂ | መዓቀኒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
COBRA | ||||||
1 | Hab transmission cluch | 3362 -60030 | pcs | 01 | ||
2 | Shafit front acselle outer | 43405 -60100 | pcs | 01 | ||
HARD TOP | ||||||
1 | Shoekit rear no2 RH | 46550- 60070 | pcs | 01 | ||
2 | Shoekit rear no2 LH | 46550-60070 | pcs | 01 | ||
3 | Shoekit rear no1 LH | 46580 -60060 | pcs | 01 | ||
4 | Shoekit rear no1 RH | 46540 -60060 | pcs | 01 |
1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባየነት መፍለይ ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል
2 ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/5/2016 ዓም እስካብ ዕለት 1/6/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተሰብስቡ ሰዓት 4:15 ይክፈት
3 እቲ ዝቀርብ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሐለወ 1ይ ደረጃ ክከዉን አለዎ
4 እዚ ፕሮፎርማ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
5 ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሐወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሊክስ ናይ ሓባር ህንፃ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344417637 / 0342400158