ኣብቲ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መዓቀኒታትን መስፍርትን እትማልኡ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ብምዕዳም ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካላት ይኩን ዉልቀ ሰባት እዞም ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማልኡ ክኮኑ አለዎም
1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ክኮን አለዎ
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ዘቅርብ ክኮን አለዎ
3 ናይ ክፍሊ ተወሳኪ እሴት ታክስ መረዳእታ ከቅርብ አለዎ
4 ትሕጃ ብስፒኦ ካብ ዘእተዎ ዋጋ 5 ሚእታዊ ዋጋ ዘይምለስ ከትሕዝ አለዎ
5 ትካልና እዚ ጨረታ ሙሉእ ንሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
6 ካብ ትካልና ዘቅረቦ ስፐሴፈኬሽን ወፃኢ ዘቀረብ ዓይነት ንብረት ተቀባልነት የብሉን
7 ዝምላእ ጨረታ ስርዝ ልዝ ዘለዎ ተቀባልነት የብሉን
8 ዝሰዓረ ትካል ጨረታ ካብዝተካየደሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 6ተ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር አለዎ
9 ኣድራሻ ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤሌ ቤተክርሰቲያን ጎኒ ኢሚግሬሽን ፊት ንፊት ቤ/ፅ ፍርዲ ቤት ወረዳ እንደርታ
ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ 17/5/2016 ዓም ክሳብ 24/5/2016 ዓም
ጭረታ ዝካየደሉ ዕለት 25/5/2016 ዓም ሰዓት 3ተ ናይ ረፋድ
ተቁ | ዓይነት ዝዕድግ ንብረት | መዓቀኒ | በዝሒ ዝዕደግ | ንፅል ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
1 | ሃይላት ማርከር | ንፅል | 8 | |||
2 | ሰማያዊ ቢሮ ብሳንፕል መሰረት Linc maxorginal/ | ንፅል | 340 | |||
3 | ሰሚያዊ ፔንቲግ ቢሮ ናይ 50 በዝሒ | ፓኬት | 1 | |||
4 | ፎቶ ኮፒ ወረቀት A4 | ዴሴጣ | 90 | |||
5 | ፋይል ቡክ በዓል ብረት | ንፅል | 100 | |||
6 | ፋይል ቡክ በዓል ገመድ | ንፅል | 20 | |||
7 | ፕሪንተር ቀለም | ኪሎ | 20 | |||
8 | እሁ | ንፅል | 7 | |||
9 | ፎቶ ኮፒ ቀለም CXV 42 TONER orginal | ንፅል | 10 | |||
10 | ካርቦን 8000 | ዴስጣ | 9 | |||
11 | ዴቫይደር ፀሊም በዓል ፊዩዝ በዓል 3 ሶኬት | ንፅል | 8 | |||
12 | ኣግራፍ ማእከላይ | ፓኬት | 18 | |||
13 | ኣግራፍ ዓባይ | ፓኬት | 3 | |||
14 | ስፒል | ፓኬት | 15 | |||
15 | Staplaizer GATO 1500W | ንፅል | 1 | |||
16 | ፔፐር ትሪ በዓል 3ተ መደርደሪ ብረት | ንፅል | 15 | |||
17 | ናይ ቅርሺ መጥመሪ ፕላስቲክ | ኪሎ | 1 | |||
18 | Ledger Book / Gravity/ዓብይ | ንፅል | 3 | |||
19 | ዓብይ ፕላስተር / Big plaster /ሻራ | ንፅል | 9 | |||
20 | Electric palster | ንፅል | 12 | |||
21 | White paster paper | ንፅል | 6 | |||
22 | Board Marker WHITE BOARD MARKER | ፓኬት | 9 | |||
23 | ተራ ወረቀት | ደስጣ | 15 | |||
24 | ጠንካራ መስመሪያ ፕላስቲክ ዓብይ | ንፅል | 2 | |||
25 | መፅረቢ እርሳስ/PENCIL TABLE SHARPER/ | ንፅል | 1 | |||
26 | ኣሽንዳ ንኡሽተይ ኣጃንዳ ብሳንፕል መሰረት | ንፅል | 8 | |||
27 | ማርከር | ፓኬት | 16 | |||
28 | ናይ ማሕተም ቀለም | ንፅል | 3 | |||
29 | ዓብይ ካኪ ፖስታ | ፓኬት | 1 | |||
30 | ንኡሽተይ ካኪ ፖስታ | ፓኬት | 1 | |||
31 | ኣሸንዳ /A6 105*146 MM | ንፅል | 8 |