Tigray Health Bureau

ን2ይ ግዜ ምልኸታ ፕሮፎርማ/ ናይ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓ/ም/

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1ሙቐት መከላከሊ ኦርጅናልብሳምፕል ቅድሚት ሓደ ሰብሴት1
2ዳሽ ቦርድ ቅብኣትAutoብቁፅሪ4
3ሽቶ መኪና ኦርጅናልኦርጅናል ከፍ በሃሊብቁዕሪ2
4ንፋስ መከላኪሊረጉድ ኦርጅናልሴት1
5ናይ መሬት ምንፃፍ ሙሉእረጊድ ኦርጅናልሴት1
6ባንድድ መከላኸሊ ሙቀት ምስ መደገፊብቁዕሪ1

እንክተሎም መምርሒ፦

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 14 /05/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/05/2016 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ተዓፅዩ ዕለት 17/05/2016 ሰዓት 03፡00 ይኽፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::