ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት ብምምላእ ንኽትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ተ.ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መፍለይ ቁፅሪ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ናይ ሰራሕተኛታት ባጅ | ብዝቐረበ ዝርዝር ዕሑፍ መሰረት ተገይሩ ዝስራሕ /መሉእ ስምን ሓለፈነትን አደራሻን ኩሉ ዘማለአ /ኤሌትሮኒክ/ | ቁፅሪ | 10 | |||
2 | ክቢ ማህተም | ብዝቐረበ ዕሑፍ መሰረት ተገይር ዝስራሕ /ፍላሽ/ | ቁፅሪ | 02 | |||
3 | ቲተር | ብዝቐረበ ፅሑፍ መሰረት ተገይሩ ዝስራሕ /ፍላሽ/ | ቁፅሪ | 05 |
ዝርዝር ተደለይቲ ረቓሒታት
1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ ከም ኣድላይነቱ ድማ ናይ ቫት ምዝገባ ሰርቲፊኬት ከተሓሕዝ ዝኽእል ፡፡
2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/05/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/05/2016 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 14/03/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸፈት ፡፡
3. ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፣ ፌርማ ብምዕራፍን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎ ። ፣ ማህተምን ኣድራሽኦምን
4. ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 03 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ።
5. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ምስተኸፈተ ን7' ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይኸውን ፡፡
6. እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ከይኑ የገልግል ፡፡ ⇨ ኣብ ከይዲ ጨረታ/ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንኸይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስድ ይኽእል እዩ ዘ
8. ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል እዩ ፡፡ ምስ ሰላምታ 0344-406747/0344-408501/0344-406839