1 ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል
2 ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም
3 ቫት ወይ ቲኢቲ ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ጥቅምቲ ወርሒ 2016 ዓም ዲክራሲዩን ከቅርብ ዝክእል
4 ናይ 2016 ዝተሐደሰ መቅረባየነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
5 ካብ እስፔስፊኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን
6 እዚ ፕሮፎርማ ሲዒርኩም ምስ ተብሃለ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ አሲሩ እቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል
7 እዚ ፕሮፎርማ ከመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ወይም ቲኦቲ ምኮኑ ይሕብሩልና
8 ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ
9 እቲ ፕሮፎርማ ቤት ትምህርቲ 20 % ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይከኣል እዩ
10 ዝርዝር ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ኣበ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ከብ 2:30 ክሳብ10:00 ምዉሰድ ይከኣል
11 ቤት ት/ቲ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
12 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 2/5/2016 ዓም ክሳብ 7/5/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ኣዳራሽ ቃላሚኖ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት
ንዝብለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914002028 / 0914763004
ዝርዝር ንብረት
ተቁ | ዓይነት ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
መኪና ጎማ ምስ ከላማደሪያ 7.5 086በዓል 12 ክሪ ምስ ክላምፑ | ቁፅሪ | 19 |