Tigray Presidency Office

ኣብዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ቲን ናምበር ኣብ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 9 /4/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቲሬት ዕዳጋ ፋይናንስን ንበረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ብኣካል ብምምፃእ ብነፃ ብምዉሳስ ክትጫረቱ ንዕድም

ንፍሉይ ሐበሬታ

0914732577 / 0914706215