Bureau of finance & Resource Coordination

መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ

1. ናይ ዘመኑ 2016 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪTN/ ዘለኩም፡፡

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት 2016 ዝተሓደሰ ዘለዎ፣

5. 2% withholding tax ክኸፍል ዝኽእል፡፡

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ መኪና ኣቑሑት ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቁፅሪ /TIN መለለይ ቈዕር ኹምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፤ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 25/03/2016 ዓ/ም ክሳብ 27/03/2016 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 27/03/2016 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።

8. ሳዓርቲ እተቅርብዎ ሕትመት ቅቡልዝግበር ብናይ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ብዘተጠየቀ ሰፐስፊኬሽን ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይከውን::

9.ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን፡፡

11 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914775963 ደዊልኩም ምሕታት ይኸእሉ፡፡

ተ.ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋመብርሂ
ብር
1Bolden Battery70 AMብቁፅሪ01
2Pad Kit /ፓድ ኪት/04465-60340ብሴት01

ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ ፈፃሚ ኣካ

ሽም፡ _______________

ፌርማ፡_______________ ዕደጋ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን

ዕለት፡________________ ዳ/ዳ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን

ስልኪ ቑፅሪ