Tigray Regional State Security & Administration Bureau

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎ ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅር ዝክእል

3 ቫት ዝተመዝገበ ዘይመለስ ፎቶ ኪፒ ዘቅርብ

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ቢን ቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ 3000 ብሽም ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ከትሕዝ ዝክእል

5 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ደኩመንት ሰነድ ካብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ /ተክልሃይማኖት ቤተክርስቲያን ፊን ንፊት /ኮሚሳራት/ ቢሮ ቁፅሪ 25 ካብ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ዘይምለስ ብር 50 ከፊሉ ይወስድ

6 ተጫረቲ በዘቲ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት ናይ ሓደ ወጋን ጠቅላላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኦርጅናልን ኮፒን ኣብ ዝተኣሸገ ፖስታ መሊኡ የቅርብ

7 አሸናፊ ዝኮነ ተወዳደሪ ንዝሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቢሮና ኣምፂኦም ከረክቡ ዝክእል

8 መከበሪ ዉዕሊ 10 ሚእታዊ ካብ ዘሸነፎ ዓይነት ንብረት ቅድሚ ዉዕሊ ምእሰሩ ከትሕዝ ዝክእልን ዉዕሊ ኣሲሩ ንብረት አታዊ ዝገብር

9 ቢሮ ካብ ዝፍፅሞ ዕድጊት 20 ሚእታዊ ምዉሳክን ምቅናስን መሊኢ ምስራዝ ዝክእል ምካኑ

10 ኣብዚ  ጨረታ ከጭበርብር ዝፈተነ ተወዳደሪ ካብ ጨረታ ወፃኢ ምግባርን ናይ ጨረታ መከበሪ ዘትሓዞ ገንዘብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ኮይኑ ኣብ ካልኦት ጨረታ ከምዘይሳተፍ ብሕጊ ተሓቲቱ ምካኑ ክፈልጥ አለዎ

11 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ዕለት 20/2/2016 ዓም ክሳብ 30/2/2016 ዓም ይከዉን

12 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 30/2/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ሰዓት 4:30 ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈተ

13 ብመምርሒ VAT 15%  ዊዝ ሆልዲንግ 2% ክከፍል ምካኑ ነፍልጥ

14 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ  ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስልኪ 034441767